< Return to Video

It takes the brain to KNOW; it takes the heart to UNDERSTAND!

  • 0:00 - 0:06
    ፍልጠት ናይ ቓል ኣምላኽ በይኑ ጽኑዕ መሰረት ክኸዉን ኣይክእልን'ዩ።
  • 0:06 - 0:10
    ርደኢት ክህልዎ ግድን'ዩ።
  • 0:10 - 0:15
    ንኽትርዳኦ ግን ምሉእ ኣእምሮኻን፡ ልብኻን ክትህብ የድሊ።
  • 0:15 - 0:23
    ቓል ኣምላኽ ንኽትፈልጦ፡ ኩነታት ናይ ኣእምሮኻ ጥራይ ይጠልብ ይኸዉን፡
  • 0:23 - 0:29
    ነቲ ዝፈለጥካዮ ክትርዳኦ ግን ኩነታት ልብኻ ይጥልብ።
  • 0:29 - 0:39
    እዚ ማለት ከኣ ፊደል ናይቲ ቓል፡ ኩነታት ኣእምሮኻ/ኣተኩሮኻ 'ዩ ዝሓትት።
  • 0:39 - 0:48
    እቲ ሂወት ዝህብ መንፈስ ግና ናይቲ ቓል ብርሃን ሂቡ፡
  • 0:48 - 0:53
    ንኽንርዳኦን፡ ኣብ ትግባረ ነኸነውዕሎን ዝኽእለና -
  • 0:53 - 1:00
    መንፈስ ቕዱስ ኹነታት ልብና'ዩ ዝደሊ።
Title:
It takes the brain to KNOW; it takes the heart to UNDERSTAND!
Description:

more » « less
Video Language:
English
Team:
God's Heart TV
Duration:
01:00

English subtitles

Revisions Compare revisions