See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE!
-
0:00 - 0:11ኣእዳውካ ዓጺፍካ በረኸት ኣብ ልዕሊኦም ክወርድ ኣይትጸበ።
-
0:11 - 0:22በረኸት ኣምላኽ ብዕድል ዝበጽሓና ዕጭ ወይ ሎቶሪ ኣይኮነን።
-
0:22 - 0:29መብጽዓ ወይ ተስፋ ኣምላኽ ምስ መትከላቱ ተሰማሚዑ'ዩ ዝሰርሕ።
-
0:29 - 0:34መለኮታዊ ኣቕርቦት ነቲ ሰብ ዝሰርዖ ስርዓት ይስዕሮ ክኸውን ይኽእል'ዩ፣
-
0:34 - 0:40እቲ ኣቕራቦቱ ግን፡ ነቲ መልኮታዊ ስርዓታቱ ኣይጥሕሶን'ዩ።
-
0:40 - 0:49እግዚኣብሄር ነቲ ሓሳባዊ ዝኾነ ሕልምታትካ ንኽጥዕም ኢሉ ንስርዓታቱ ኣይቕይሮን'ዮ። ኣይከዉንን'ዩ
-
0:49 - 0:56ምናልባት ሕጂ ኣብ ዕዳ ስለዘሎካ'ዶ ትከታተል ትህልው፣
-
0:56 - 1:00ምኽረይ'ዶ ክልግሰልካ፣
-
1:00 - 1:09ብሓላፍነት ዝተገብረ ምሕደራ፡ ፍርያም ባይታ ናይ ተኣምራታዊ ገንዘብ'ዩ።
-
1:09 - 1:21ጸሎት በይኑ እኩል ኣይኮነን፡ ምስ ኣምላኻዊ ሓላፍነት ተጣሚሩ'ዩ ዝኸይድ።
-
1:21 - 1:26እዚ ከኣ ምስቲ ሎሚ ኣብ ኢድካ ዘሎ'ዩ ዝጅምር።
-
1:26 - 1:36እቲ ብዉሑድ እሙን ዝኾነ፡ ኣብ ብዙሕ ድማ እሙን'ዩ (ሉቓስ 16:10).
- Title:
- See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE!
- Description:
-
- Video Language:
- English
- Team:
God's Heart TV
- Duration:
- 01:36
![]() |
Translation_Admin edited English subtitles for See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE! | |
![]() |
Translation_Admin edited English subtitles for See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE! | |
![]() |
Yordi edited English subtitles for See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE! | |
![]() |
Yordi edited English subtitles for See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE! | |
![]() |
Yordi edited English subtitles for See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE! | |
![]() |
Amara Bot edited English subtitles for See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE! |