< Return to Video

See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE!

  • 0:00 - 0:11
    ኣእዳውካ ዓጺፍካ በረኸት ኣብ ልዕሊኦም ክወርድ ኣይትጸበ።
  • 0:11 - 0:22
    በረኸት ኣምላኽ ብዕድል ዝበጽሓና ዕጭ ወይ ሎቶሪ ኣይኮነን።
  • 0:22 - 0:29
    መብጽዓ ወይ ተስፋ ኣምላኽ ምስ መትከላቱ ተሰማሚዑ'ዩ ዝሰርሕ።
  • 0:29 - 0:34
    መለኮታዊ ኣቕርቦት ነቲ ሰብ ዝሰርዖ ስርዓት ይስዕሮ ክኸውን ይኽእል'ዩ፣
  • 0:34 - 0:40
    እቲ ኣቕራቦቱ ግን፡ ነቲ መልኮታዊ ስርዓታቱ ኣይጥሕሶን'ዩ።
  • 0:40 - 0:49
    እግዚኣብሄር ነቲ ሓሳባዊ ዝኾነ ሕልምታትካ ንኽጥዕም ኢሉ ንስርዓታቱ ኣይቕይሮን'ዮ። ኣይከዉንን'ዩ
  • 0:49 - 0:56
    ምናልባት ሕጂ ኣብ ዕዳ ስለዘሎካ'ዶ ትከታተል ትህልው፣
  • 0:56 - 1:00
    ምኽረይ'ዶ ክልግሰልካ፣
  • 1:00 - 1:09
    ብሓላፍነት ዝተገብረ ምሕደራ፡ ፍርያም ባይታ ናይ ተኣምራታዊ ገንዘብ'ዩ።
  • 1:09 - 1:21
    ጸሎት በይኑ እኩል ኣይኮነን፡ ምስ ኣምላኻዊ ሓላፍነት ተጣሚሩ'ዩ ዝኸይድ።
  • 1:21 - 1:26
    እዚ ከኣ ምስቲ ሎሚ ኣብ ኢድካ ዘሎ'ዩ ዝጅምር።
  • 1:26 - 1:36
    እቲ ብዉሑድ እሙን ዝኾነ፡ ኣብ ብዙሕ ድማ እሙን'ዩ (ሉቓስ 16:10).
Title:
See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE!
Description:

ኣእዳውካ ዓጺፍካ በረኸት ኣብ ልዕሊኦም ክወርድ ኣይትጸበ። በረኸት ኣምላኽ ብዕድል ዝበጽሓና ዕጭ ወይ ሎቶሪ ኣይኮነን። መብጽዓ ወይ ተስፋ ኣምላኽ ምስ መትከላቱ ተሰማሚዑ'ዩ ዝሰርሕ። መለኮታዊ ኣቕርቦት ነቲ ሰብ ዝሰርዖ ስርዓት ይስዕሮ ክኸውን ይኽእል'ዩ። እቲ ኣቕራቦቱ ግን፡ ነቲ መልኮታዊ ስርዓታቱ ኣይጥሕሶን'ዩ።
እግዚኣብሄር ነቲ ሓሳባዊ ዝኾነ ሕልምታትካ ንኽጥዕም ኢሉ ንስርዓታቱ ኣይቕይሮን'ዮ። ኣይከዉንን'ዩ
ምናልባት ሕጂ ኣብ ዕዳ ስለዘሎካ'ዶ ትከታተል ትህልው፣
ምኽረይ'ዶ ክልግሰልካ፣
ብሓላፍነት ዝተገብረ ምሕደራ፡ ፍርያም ባይታ ናይ ተኣምራታዊ ገንዘብ'ዩ።
ጸሎት በይኑ እኩል ኣይኮነን፡ ምስ ኣምላኻዊ ሓላፍነት ተጣሚሩ'ዩ ዝኸይድ። እዚ ከኣ ምስቲ ሎሚ ኣብ ኢድካ ዘሎ'ዩ ዝጅምር። እቲ ብዉሑድ እሙን ዝኾነ፡ ኣብ ብዙሕ ድማ እሙን'ዩ (ሉቓስ 16:10).

ምሉእ ትሕዝቶ ናይዚ መልእኽቲ ካብ ሓዉና ኽሪስ ንምርካብ ኣብዚ ጠዉቕ - https://www.youtube.com/watch?v=jdK4E6KMfgs

more » « less
Video Language:
English
Team:
God's Heart TV
Duration:
01:36

English subtitles

Revisions Compare revisions