ከመይ ጌርካ በረኸት ኣምላኽ ትቕበል!
-
0:00 - 0:11ኣእዳውካ ዓጺፍካ በረኸት ኣብ ልዕሊኦም ክወርድ ኣይትጸበ።
-
0:11 - 0:22በረኸት ኣምላኽ ብዕድል ዝበጽሓና ዕጫ ወይ ሎቶሪ ኣይኮነን።
-
0:22 - 0:29መብጽዓ ወይ ተስፋ ኣምላኽ ምስ መትከላቱ ተሰማሚዑ'ዩ ዝሰርሕ።
-
0:29 - 0:34መለኮታዊ ኣቕራቦት ነቲ ሰብ ዝሰርዖ ስርዓት ይስዕሮ ይኸውን'ዩ።
-
0:34 - 0:40እቲ ኣቕራቦቱ ግን፡ ነቲ መልኮታዊ ስርዓታቱ ኣይጥሕሶን'ዩ።
-
0:40 - 0:49እግዚኣብሄር ንሕልምታትካ ኽጥዕም ኢሉ ንስርዓታቱ ኣይቕይሮን'ዮ።
-
0:49 - 0:56ምናልባት ሕጂ ኣብ ዕዳ ስለዘሎካ'ዶ ትከታተል ትህልው፣
-
0:56 - 1:00ምኽረይ'ዶ ክልግሰልካ፣
-
1:00 - 1:09ብሓላፍነት ዝተገብረ ምሕደራ፡ ፍርያም ባይታ ናይ ተኣምራታዊ ገንዘብ'ዩ።
-
1:09 - 1:21ጸሎት በይኑ እኩል ኣይኮነን፡ ምስ ኣምላኻዊ ሓላፍነት ተጣሚሩ'ዩ ዝኸይድ።
-
1:21 - 1:26እዚ ከኣ ምስቲ ሎሚ ኣብ ኢድካ ዘሎ'ዩ ዝጅምር።
-
1:26 - 1:36እቲ ብዉሑድ ዝተኣመነ፡ ብብዙሕ ድማ እሙን'ዩ (ሉቓስ 16:10).
- Title:
- ከመይ ጌርካ በረኸት ኣምላኽ ትቕበል!
- Description:
-
ኣእዳውካ ዓጺፍካ በረኸት ኣብ ልዕሊኦም ክወርድ ኣይትጸበ።
በረኸት ኣምላኽ ብዕድል ዝበጽሓና ዕጭ ወይ ሎቶሪ ኣይኮነን። መብጽዓ ወይ ተስፋ ኣምላኽ ምስ መትከላቱ ተሰማሚዑ'ዩ ዝሰርሕ። መለኮታዊ ኣቕርቦት ነቲ ሰብ ዝሰርዖ ስርዓት ይስዕሮ ክኸውን ይኽእል'ዩ። እቲ ኣቕራቦቱ ግን፡ ነቲ መልኮታዊ ስርዓታቱ ኣይጥሕሶን'ዩ።
እግዚኣብሄር ነቲ ሓሳባዊ ዝኾነ ሕልምታትካ ንኽጥዕም ኢሉ ንስርዓታቱ ኣይቕይሮን'ዮ። ኣይከዉንን'ዩ
ምናልባት ሕጂ ኣብ ዕዳ ስለዘሎካ'ዶ ትከታተል ትህልው፣
ምኽረይ'ዶ ክልግሰልካ፣
ብሓላፍነት ዝተገብረ ምሕደራ፡ ፍርያም ባይታ ናይ ተኣምራታዊ ገንዘብ'ዩ።
ጸሎት በይኑ እኩል ኣይኮነን፡ ምስ ኣምላኻዊ ሓላፍነት ተጣሚሩ'ዩ ዝኸይድ። እዚ ከኣ ምስቲ ሎሚ ኣብ ኢድካ ዘሎ'ዩ ዝጅምር። እቲ ብዉሑድ እሙን ዝኾነ፡ ኣብ ብዙሕ ድማ እሙን'ዩ (ሉቓስ 16:10).ምሉእ መልእክቲ ካብ ሓው ክሪስ ንምርካብ ኣብዚ ጥዉቁ -https://www.youtube.com/watch?v=jdK4E6KMfgs
- Video Language:
- English
- Team:
God's Heart TV
- Duration:
- 01:36
![]() |
Yordi edited Tigrinya subtitles for How To RECEIVE God’s Blessings! |