< Return to Video

See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE!

  • 0:00 - 0:11
    ኣእዳውካ ዓጺፍካ በረኸት ኣብ ልዕሊኦም ክወርድ ኣይትጸበ።
  • 0:11 - 0:22
    በረኸት ኣምላኽ ብዕድል ዝበጽሓና ዕጭ ወይ ሎቶሪ ኣይኮነን።
  • 0:22 - 0:29
    መብጽዓ ወይ ተስፋ ኣምላኽ ምስ መትከላቱ ተሰማሚዑ'ዩ ዝሰርሕ።
  • 0:29 - 0:34
    መለኮታዊ ኣቕርቦት ነቲ ሰብ ዝሰርዖ ስርዓት ይስዕሮ ክኸውን ይኽእል'ዩ፣
  • 0:34 - 0:40
    እቲ ኣቕራቦቱ ግን፡ ነቲ መልኮታዊ ስርዓታቱ ኣይጥሕሶን'ዩ።
  • 0:40 - 0:49
    እግዚኣብሄር ነቲ ሓሳባዊ ዝኾነ ሕልምታትካ ንኽጥዕም ኢሉ ንስርዓታቱ ኣይቕይሮን'ዮ። ኣይከዉንን'ዩ
  • 0:49 - 0:56
    ምናልባት ሕጂ ኣብ ዕዳ ስለዘሎካ'ዶ ትከታተል ትህልው፣
  • 0:56 - 1:00
    ምኽረይ'ዶ ክልግሰልካ፣
  • 1:00 - 1:09
    ብሓላፍነት ዝተገብረ ምሕደራ፡ ፍርያም ባይታ ናይ ተኣምራታዊ ገንዘብ'ዩ።
  • 1:09 - 1:21
    ጸሎት በይኑ እኩል ኣይኮነን፡ ምስ ኣምላኻዊ ሓላፍነት ተጣሚሩ'ዩ ዝኸይድ።
  • 1:21 - 1:26
    እዚ ከኣ ምስቲ ሎሚ ኣብ ኢድካ ዘሎ'ዩ ዝጅምር።
  • 1:26 - 1:36
    እቲ ብዉሑድ እሙን ዝኾነ፡ ኣብ ብዙሕ ድማ እሙን'ዩ (ሉቓስ 16:10).
Title:
See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE!
Description:

more » « less
Video Language:
English
Team:
God's Heart TV
Duration:
01:36

English subtitles

Revisions Compare revisions