See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE!
-
0:00 - 0:11ኣእዳውካ ዓጺፍካ በረኸት ኣብ ልዕሊኦም ክወርድ ኣይትጸበ።
-
0:11 - 0:22በረኸት ኣምላኽ ብዕድል ዝበጽሓና ዕጭ ወይ ሎቶሪ ኣይኮነን።
-
0:22 - 0:29መብጽዓ ወይ ተስፋ ኣምላኽ ምስ መትከላቱ ተሰማሚዑ'ዩ ዝሰርሕ።
-
0:29 - 0:34መለኮታዊ ኣቕርቦት ነቲ ሰብ ዝሰርዖ ስርዓት ይስዕሮ ክኸውን ይኽእል'ዩ፣
-
0:34 - 0:40እቲ ኣቕራቦቱ ግን፡ ነቲ መልኮታዊ ስርዓታቱ ኣይጥሕሶን'ዩ።
-
0:40 - 0:49እግዚኣብሄር ነቲ ሓሳባዊ ዝኾነ ሕልምታትካ ንኽጥዕም ኢሉ ንስርዓታቱ ኣይቕይሮን'ዮ። ኣይከዉንን'ዩ
-
0:49 - 0:56ምናልባት ሕጂ ኣብ ዕዳ ስለዘሎካ'ዶ ትከታተል ትህልው፣
-
0:56 - 1:00ምኽረይ'ዶ ክልግሰልካ፣
-
1:00 - 1:09ብሓላፍነት ዝተገብረ ምሕደራ፡ ፍርያም ባይታ ናይ ተኣምራታዊ ገንዘብ'ዩ።
-
1:09 - 1:21ጸሎት በይኑ እኩል ኣይኮነን፡ ምስ ኣምላኻዊ ሓላፍነት ተጣሚሩ'ዩ ዝኸይድ።
-
1:21 - 1:26እዚ ከኣ ምስቲ ሎሚ ኣብ ኢድካ ዘሎ'ዩ ዝጅምር።
-
1:26 - 1:36እቲ ብዉሑድ እሙን ዝኾነ፡ ኣብ ብዙሕ ድማ እሙን'ዩ (ሉቓስ 16:10).
- Title:
- See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE!
- Description:
-
ኣእዳውካ ዓጺፍካ በረኸት ኣብ ልዕሊኦም ክወርድ ኣይትጸበ። በረኸት ኣምላኽ ብዕድል ዝበጽሓና ዕጭ ወይ ሎቶሪ ኣይኮነን። መብጽዓ ወይ ተስፋ ኣምላኽ ምስ መትከላቱ ተሰማሚዑ'ዩ ዝሰርሕ። መለኮታዊ ኣቕርቦት ነቲ ሰብ ዝሰርዖ ስርዓት ይስዕሮ ክኸውን ይኽእል'ዩ። እቲ ኣቕራቦቱ ግን፡ ነቲ መልኮታዊ ስርዓታቱ ኣይጥሕሶን'ዩ።
እግዚኣብሄር ነቲ ሓሳባዊ ዝኾነ ሕልምታትካ ንኽጥዕም ኢሉ ንስርዓታቱ ኣይቕይሮን'ዮ። ኣይከዉንን'ዩ
ምናልባት ሕጂ ኣብ ዕዳ ስለዘሎካ'ዶ ትከታተል ትህልው፣
ምኽረይ'ዶ ክልግሰልካ፣
ብሓላፍነት ዝተገብረ ምሕደራ፡ ፍርያም ባይታ ናይ ተኣምራታዊ ገንዘብ'ዩ።
ጸሎት በይኑ እኩል ኣይኮነን፡ ምስ ኣምላኻዊ ሓላፍነት ተጣሚሩ'ዩ ዝኸይድ። እዚ ከኣ ምስቲ ሎሚ ኣብ ኢድካ ዘሎ'ዩ ዝጅምር። እቲ ብዉሑድ እሙን ዝኾነ፡ ኣብ ብዙሕ ድማ እሙን'ዩ (ሉቓስ 16:10).ምሉእ ትሕዝቶ ናይዚ መልእኽቲ ካብ ሓዉና ኽሪስ ንምርካብ ኣብዚ ጠዉቕ - https://www.youtube.com/watch?v=jdK4E6KMfgs
- Video Language:
- English
- Team:
God's Heart TV
- Duration:
- 01:36
![]() |
Translation_Admin edited English subtitles for See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE! | |
![]() |
Translation_Admin edited English subtitles for See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE! | |
![]() |
Yordi edited English subtitles for See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE! | |
![]() |
Yordi edited English subtitles for See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE! | |
![]() |
Yordi edited English subtitles for See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE! | |
![]() |
Amara Bot edited English subtitles for See your PAIN from the PERSPECTIVE of its PURPOSE! |